Petition updateI want all Eritrean & other refugees in Libya. Stay safe and secure, stop killing Eritreanጉዳይ ኣብ ሊብያ ዘለዉ ኣሕዋትና

Nahom TesfamichaelGroningen, Netherlands
Apr 1, 2019
ሰላም ወሰናይ ክቡራት ኣሕዋትን/ኣሓትን ከምቲ ኩሉና አንፈልጦ ኣሓዋትና ኣብ ሕማቅ ኩነታት ኣለዉ ስለዚ ኣነ ምስ (unicef&Human rights commission) ቆጸራ ኪሕዝ መደብ ኣውጸኤ ኣለኩ አሞ ምሳይ ኮይኑ ብ english ካባይ ዝሓይሽ ሰብ ኣብቲ meeting መታን ብሩህ ዝኮነ መግለጺ ኪንህቦም ስለዚ ካብ 2 ወይ 3 ሰባት የድሊኒ ኣሎ ።
ካብ ሓውኹም
ናሆም
Support now
Sign this petition
Copy link
WhatsApp
Facebook
Nextdoor
Email
X