እዚ ፈርማይ ዘንበርክሉ ዕውት ንክኸውን ብኣይ ዝሕተት ንክገብር ድሉው ኢየ።

እዚ ፈርማይ ዘንበርክሉ ዕውት ንክኸውን ብኣይ ዝሕተት ንክገብር ድሉው ኢየ።
Started
July 8, 2022
Signatures: 9Next Goal: 10
Support now
Why this petition matters

Started by Kiros Weldemikal
ህግደፍ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበሮ በደላትን ከምኡ ውን ጆነሳይት ኣብ ልዕሊ ሓው ህዝቢ ትግራይን ዝፈጸሞን ዝፍጽሞ ዘሎን ተግባርን ጎስጋስን ንምቅላዕ ደቂሰ ኣይ ሓድርን። ብምቅጻል ብመራከቢ ብዝሓን ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝግበር ጎስጋሳስ ብጥብቂ ይኩንኖን ይቃለሶን። ንዝግበር ቃልሲ መደባቶም ኣብ ምፍሻልን ኣብ ቅድሚ ሕጊ ቀሪቦም ንክሕተቱን ድማ ሓላፍነት ናይ ኩሉ ተቃላሳይ ከም ምካኑ ቃልሲ ዝሓቶ ብኩሉ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ከይነ ታራይ ክጻወት ድሉው ኢየ። ዓወትን ኣሳልጦን ድማ ንኩሉ ንፍትሕን ሰብኣውነትን ዝቃለስ ተቃላሳይ ሓደ ክንስና ብባዕዲ ኣብ ክልተ ሃገር ንርከብ የሕዋት ህዝቢ። ጸኒዕና ንቃለስ ስቃይ ህዝብና ንክሓጽር ። ክብረት ይሃበለይ ነዚ ናይ ፈርማ ምትእክካብ መደብ ዝሰራዕኩም የሕዋት ብልቢ የመስግነኩም።
Support now
Signatures: 9Next Goal: 10
Support now